Explore thousands of quality products, exclusive deals, and fast delivery options tailored just for you.
Details description |
|---|
|
ብደገፍ መንፈስ ቅዱስ ብዙሕ ፍልጠት ዝፈሰሰላ ንምህሮ ስላሴ ኣዕሚቓ እትምህር ሓዳሽ መጽሓፍ ብመጋቢ ዳንኤል ቀሺ በላይ ርእስ ሓሳብ እዛ መጽሓፍ ምስ ረኣኹም፡ ንቑተት ዕምቁታ ክትግምቱ ኣይክትጽገሙን ኢኹም። በዚ ህንጡይነት እዚ ድማ፡ ጊዜ ዓዲግኩም ክትነብዋ ከምትርብጹ ግሁድ እዩ። እዛ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቲ ብባህርይኡ ካባና ፍሉይ ዝኾነ ኣምላኽ "ካልእ" ባህርይ ክንፍትሽ ክትሕግዝና እያ። "ስላሴ" ዚብል እንታይነት፡ ብዓንደ ርእሱ ካባና ኣዝዩ ዝተፈልየ መንነት ብምኻኑ፡ ካብቲ ንመግለጽ ሓሳብካ እትጥቀመሉ ቓንቓ ኣትሕዝካ፡ ክሳዕቲ ፡ ንመለለዩ ባህርያቱ እትጥቀመሎም ሰነ ሓሳባዊ ርእይቶታት ዚፈሶ ብምኻኑ ፡ ሓደ ካብቲ ነዚ መጽሓፍ ዓሚቕን ርዝን ዝበለትን ከም እትኸውን ዚገብራ ረቓሒ እዩ። |
Fast shipping all across the country
100% Authentic products
We ensure secure transactions
We ensure quality support
Explore thousands of quality products, exclusive deals, and fast delivery options tailored just for you.