ዘየባትኽ *ሕልሚ ብ ገዛህኝ ገብረስላሴ* እቲ ንዓመታት ዘይተመለሰ፡ ኣብዚ ምስ መጻኩ’ዉን ብሰንኪ’ቲ ወራራት ተጎናዲቡ ዝነበረ ምንዳይ ስድራቤት ሕጂ ግዚኡ ዝኣኸለ ኮይኑ ይስምዓኒ። “…..እሞ ኣባሓጎይ ከምቲ ቕድሚ ሕጂ ዘዕለልኩኻ እቲ ምድላይ ቤተሰበይ ሕጂ ምስቲ ዘለና ቁሩብ ናይ ዕረፍቲ ግዜ፡ ሓዲኡ እንተዝገብር ጽቡቕ እዩ ኔሩ።” “ገዛኢ እቲ ጉዳይካ ጉዳይና ኢዩ ቕድሚኡ’ዉን ተዘራሪብናሉ ስለ ዝኾንና ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን። ድሕሪ ቑሩብ መዓልታት ናብ ዓሰብ ስለ ንብገስ ካብ ዓሰብ ምስ ተመለስና ኣመት ጉዳይካ እኩል ግዜ ክትረክብ ኢኻ….” በለኒ። ብሰንኪ እቲ ዝነበረና ጽዑቕ ዘየቋርጽ ዑደት ነቲ ኣብ ዉሽጠይ መልሲ ዘይረኸብክሉ ሕቶ ምንዳይ መንነት፡ ምስቶም ናይ ቀረባ ሓለፍተይ ተረዳዲኤ፡ ድሕሪ ናይ ዓሰብ ንገብሮ ዑደት እኹል ናይ ዕረፍቲ ተዛነን ግዜ ስለ ዘለና ንሽዑኡ ክኸዉን ምኽሮም ለጊሶሙለይ። ነገር ግን ሓደ ሓደ ግዜ እዚ ሻድሻይ ህዋስ ዝበሃል፡ ንዉሽጣዊ ድሌተና ተረዲኡ ዘማእዝነካን፡ በቲ ኣንፈቱ ከብለካን፡ ውሽጣዊ ሕቶታትካ ባዕሉ ኣብ ዘይትሓሰበ ግዜ መልሲ ዘዳልወሉ ግዚያት ኣሎ። ንዓይ’ዉን እንተኾነ እቲ ወትሩ ዝሓመሉ ዝነበርኩ ጉዳይ ብከምዚ ብቀሊል እሞ ከኣ ኣብ ዘይተሓስበ ግዜ ከጋጥመኒ ኣይተጸበክዎን። ይዝከረኒ…..እቲ ግዜ ከባቢ ሰዓት ሓሙሽተ ድሕሪ ቐትሪ እዩ። ካብቲ ንግዝያዊ መዕረፊና ተባሂሉ ዝተወሃበና ኣብ ቀሓዉታ ከባቢ ሚንትሪ መጉዓዝያ ጥቓ ዕዳጋ ኣባጊዕ ዝርከብ መዕረፊና ናብ ኤክስፖ እየ ተበጊሰ። ካብ መጽሓፍ ዘየባትኽ ሕልሚ ዝተወሰደ
Customer matched zone "UK Shipping"
View cart “5 መትከላት ህይወት” has been added to your cart.
-10%
ዘየባትኽ ሕልሚ Zeyebatk Hlmi
$28.43 Original price was: $28.43.$25.54Current price is: $25.54.
ዘየባትኽ *ሕልሚ ብ ገዛህኝ ገብረስላሴ*
In stock
0
People watching this product now!
Report Abuse
Description
Reviews (0)
Rated 0 out of 5
0 reviews
Rated 5 out of 5
0
Rated 4 out of 5
0
Rated 3 out of 5
0
Rated 2 out of 5
0
Rated 1 out of 5
0
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
Vendor Info
Vendor Information
- Store Name: Solomye Book Store
- Vendor: Solomye Book Store
- No ratings found yet!
Location
Product Location
Solingen, Nordrhein-Westfalen, Deutschland
More Products
Warranty Policy
Please conact the vendor for getting any defective products according to their terms and conditions.
Product Enquiry
Product Enquiry
Related products
Min (10 piece)
Get Latest Update
Join Our Newsletter
Sign up for our newsletter to receive coupons, exclusive offers, unique gift ideas, and personalised tips for shopping and selling on Osbisy.
Reviews
Clear filtersThere are no reviews yet.