Showing the single result

መጽሓፍ ቑዱስ ንህጻናት

$21.29

ናይ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት፤ ካብ ፍጥረት ዓለም ክሳዕ ነቢይ ዮናስ ዘለዉ ታሪኻት። ጥበበኛ ንጉስ ሰሎሞን “ንቆልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ኣላምዶ እሞ ምሉእ ሕይወቱ ካብኣ ኣይከልግስን እዩ።” (ምሳሌ 22፥6) ኢሉ ከምዝጸሓፈልና፤ እዛ መጽሓፍ ህጻናት ደቅና ምስቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ታሪኻት መላለዪ ክትኮኖም’ሞ፤ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቡቕ ዝኾነ ዝምድና ኣብ ምምስራት ሓጋዚት ክትከውን ትምኒተይ ኢዩ። ዲ. ነጸረኣብ ብርሃነ ሃይለ

Add to cart