መብዛሕትኦም ኣብ ዓለም ዝነበሩ ሰባት ትኽክለኛ ወርቅነቶም /ፍሉይ ተውህቦኦም/ ብዝግባእ ኣይፈልጡዎን እዮም። ካብ’ዚ ዝተለዓለ እውን ከይተጠቀሙሉ ክነብሩ ይግደዱ። ደቂ ሰባት ኩልና ነናትና ተውህቦ ኣሎና።ተውህቦ ማለት ሓደ ሰብ ብቐሊል ጻዕር፣ ብውሕሉል ኣገባብ፣ ኣብ ሓጺር ግዜ ንሓደ ዕዮ ዝፍጽመሉ ፍሉይ ተፈጥሮኣዊ ብቕዓት ወይ ክእለት ማለት እዩ። ተውህቦኡ ብዝግባእ ዝፈልጥን ኣብ ጥቕሚ ዘውዕልን ሰብ ኣብ ግብሪ ዘየውዕሎ ውጥን የለን። ዕዉታት ሰባት ሕልሞም ኣብ ሸቶኡ ንምብጻሕ ዝግልገሉሉ ብሉጽ መሳርሒ ድማ ተፈጥሮኣዊ ተውህቦኦም ምጥቃም እዩ። መብዛሕትና ግና እዚ ፍሉይ ወርቅና /ተውህቦና/ ብዝግባእ ስለ ዘይንፈልጦ፣ ትሕቲ ዓቕምና ክንነብር ኢና እንርአ። ካብ መጽሓፍ ንሕልምኻ ንበር ዝተወስደ
ንሕልምኻ ንበር ብ የማነ ኣብርሃ 3ይ ሕታም
$23.21 $20.08
ስነ-ልቦናዊ ምዕዶ
In stock
0
People watching this product now!
Report Abuse
Description
Reviews (0)
Rated 0 out of 5
0 reviews
Rated 5 out of 5
0
Rated 4 out of 5
0
Rated 3 out of 5
0
Rated 2 out of 5
0
Rated 1 out of 5
0
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
Vendor Info
Vendor Information
- Store Name: Solomye Book Store
- Vendor: Solomye Book Store
- No ratings found yet!
Location
Product Location
Solingen, Nordrhein-Westfalen, Deutschland
More Products
Warranty Policy
Please conact the vendor for getting any defective products according to their terms and conditions.
Product Enquiry
Reviews
Clear filtersThere are no reviews yet.