መጽሓፍ ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ትግራኛ፡ ኣብዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ ኾይና 1000 ቃላት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። ነፍሲ ወከፍ ቃል ብስእልን ሕብርታት ዝወቀበዩ እዩ፡ ስእልን ሕብርታታት ብምህላዋ ንቆልዑ ኣዝያ ስሓቢት ይገብራ፡ እዞም ኣብዛ መጽሓፍ ዘለው ቃላት፡ እቶም ናይ መጀመራት ሓደ ቆልዓ፡ ትግራኛ ክምሃር ምስ ጀመረ፡ ክፈልጦም ዘለዎ እዮም፡ ነዞም ቃላት ምስዝፈልጥ፡ ትግርኛ ክዛረብ ይጅምር፡ ብዙሕ ቃላት ምፍላጥ፡ ዝያዳ ከም ትዛረብ ይገብረካ። ነፍሲ ወከፍ ቃል፡ ብኢንግሊዝ ኣናብብኦም ከምኡ ውን ብኢንግሊዝ ትርጉሞም ብጽፉፍ ኣብዛ መጽሓፍ ሰፊሩ ይርከብ፡ ነቲ ቃል ምንባብ ተሲእነሞ፡ ብኢንግሊዝ ከመይ ከምዝንበብ ክውከሱ ይኽእሉ፡ ትርጉም ናይቲ ቃል ምፍላጥ ተሲኢነሞ፡ ትርጉም ብኢልንግሊዝ ካብዛ መጽሓፍ ክውከሱ ይኽእሉ። መጽሓፍ ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ንቆልዑ ጥራይ ዘይኾነት ዋላ ውን ዓበይቲ፡ ትግርኛ ክምሃሩ ዝደልዩ ክጥቀምላ ይክእሉ እዮም።
ናይ መጀመርያ 1000 ቃላተይ ትግሪኛ
$24.13 $21.59
ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ትግራኛ/ My First 1000 words Tigrinya
In stock
0
People watching this product now!
Report Abuse
Description
Reviews (0)
Rated 0 out of 5
0 reviews
Rated 5 out of 5
0
Rated 4 out of 5
0
Rated 3 out of 5
0
Rated 2 out of 5
0
Rated 1 out of 5
0
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
Location
Product Location
Solingen, Nordrhein-Westfalen, Deutschland
More Products
Warranty Policy
Please conact the vendor for getting any defective products according to their terms and conditions.
Product Enquiry
Reviews
Clear filtersThere are no reviews yet.