ንውህሉል ፍልጠትካ ተጠቒምካ ዝበለጸ ወፍሪ ምግባር፡ ግድን ንኣጫራቲ ጥራይ ዝተሓዝአ ኣይኮነን። ኣብ ዝኾነ ዓውዲ ዝተዋፈረ ሰብ ክገብሮ ዝኽእል እዩ። ሓደ ካብ መሻርኽትና ቕድሚ ሕጂ ሓላፊ ስትራተጅያዊ ውጥን ሓደ ዓቢ ኮርፖረይሽን እዩ ነይሩ። ሓደ ኽፋል ስርሑ ኣብ በበይኖም ዓውድታት ንግዲ ንዝህልዉ ዝተፈላለዩ ምዕባለታት ወይ ለውጥታት ምጽናዕ እዩ ነይሩ። ቅድሚ ገለ ዓመታት፡ ብደረጃ ወፍሪ ጠለብ ዘለዎ ካርድታት ሻኲ፡ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ ዓቐን ክንህር ከም ዝኽእል ተገንዚቡ። እዚ ድማ እቲ ዕዳጋ ነዚ ዝንባለ ገና ኣንፈት ቅድሚ ምሃቡ እዩ። ብቓላቱ ዕዳጋ “ደቂሱ” ኣብ ዝነበረሉ እዋን ብዙሕ ወፍሪ ገይሩ። ከምኡ’ውን ንዝነበሮ ዅሉ ውልቃዊ ንብረት ናይ ሚኪ ማንትል ሮኪ ካርድታቱ (ሻኲ) ሓዊሱ ብልዑል ደረጃ ዕዳጋ ሸይጥዎ። ካልእ ዝፈልጦ ሰብ፡ ኣካያዲ ስራሕ ናይ ሓደ ድኳን፡ ድኳኑ ብኸመይ ዝያዳ ኣፍራዪ ከም ዝገብሮ ንምፍላጥ፡ ወትሩ መጽሄታት ንግዲ የጽንዕ ነበረ። ድሒሩ ነቲ ናይ ምንባብ ልምዱ ተጠቒሙ፡ ኣብቲ ዕብየት ዝርከብ ብርክታት ሽርሽራ ወፍሪ ገይሩ። ‘ሚልዮነር ጐረቤትና’ – ቶማስ ጀይ ስታንሊ፡ ዊልያም ዲ ዳንኮ (ትርጕም፤ ነቢይ ሓይለኣብ) *************************************** ኣብ መንኲብ ዓርሞሽሻት ተሰቒልና ኣርሒቕና ኸነማዕዱ ኸም ዘሎና ኢና ንኣምን። ኣብ መንኲብ ዓርሞሽሻት እንስቅለሉ መገዲ ኸኣ መጻሕፍቲ ብምንባብ እዩ። #ሚልዮነርጐረቤትና
Description
Reviews (0)
Rated 0 out of 5
0 reviews
Rated 5 out of 5
0
Rated 4 out of 5
0
Rated 3 out of 5
0
Rated 2 out of 5
0
Rated 1 out of 5
0
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
Vendor Info
Vendor Information
- Store Name: Solomye Book Store
- Vendor: Solomye Book Store
- No ratings found yet!
Location
Product Location
More Products
Warranty Policy
Please conact the vendor for getting any defective products according to their terms and conditions.
Product Enquiry
Reviews
Clear filtersThere are no reviews yet.